ንሞባይልኩም ዕድመ ዘንውሑ 5 ኣገደስቲኣክሰሰሪታት

መእተዊ (Introduction)

ኣብዚ ግዜ እዚ ሞባይል ስልኪ ካብ ኣካልና ተፈልዩ ዘይፈልጥ ኣገዳሲ ንዋይ እዩ። ስለዚ፡ ነዚ ክቡር ንዋይና ብጥንቃቐ ምሓዝን ብጽቡቕ ኣክሰሰሪታት ምስላምን ግድን እዩ።

2. ስክሪን ጋርድ (Screen Protector)

ስክሪን ስልኪ ብቐሊሉ ክስበር ወይ ክጭረር ይኽእል እዩ። ጽቡቕ ዓይነት “Tempered Glass” ምጥቃም፡ ስልክኹም እንተወዲቑ ከይስበር ይከላኸለሉ።

3. መከላኸሊ ገበር (Phone Case/Cover)

ጽኑዕ ገበር (Case) ንስልክኹም ካብ ድንገታዊ ውድቀት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንጽባቐኡ እውን ይውስኸሉ እዩ።

4. ኦሪጅናል ቻርጀር (Original Charger)ሓደ ካብቲ ንባታሪ ስልኪ ቀልጢፉ ዘበላሹ ናይ ምስሊ (Fake) ቻርጀር ምጥቃም እዩ። ኩሉ ግዜ ኦሪጅናል ቻርጀር ምጥቃም ንዕድመ ባታሪኹም የንውሖ።

5. ፓወር ባንክ (Power Bank)

ኣብ ዘይመብራህቲ ዘይብሉ ቦታ ወይ ኣብ ጉዕዞ ከለኹም ስልክኹም ከይጠፍኣኩም ፓወር ባንክ ሒዝኩም ምንቃሳቐስ ግድን እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 

1000053818 1

 

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top