Suda 3.4A Dual USB Fast Charger – Intelligent Auto-ID Adapter

Br 325.00

  • Brand: Suda.

  • Output: 3.4A High-speed charging.

  • Ports: 2 USB Ports (Charges two devices at once).

  • Technology: Smart Chip Inside for over-voltage and over-current protection.

  • Compatibility: Widely compatible with various digital products.

እዚ ናይ Suda ብራንድ ዝኾነ ቻርጀር፡ ንግዜኹም ብጣዕሚ ዝቆጥብ እዩ። 3.4A ዝኸውን ሓይሊ ስለዘለዎ ንዝኾነ ዲጂታል ፍርያት ብቕልጡፍ ይሞልኦ። እቲ ዝበለጸ ብልጫኡ ድማ ክልተ ናይ USB መእተዊ (Dual USB) ስለዘለዎ፡ ክልተ ስልኪ ብሓባር ቻርጅ ክትገብሩሉ ትኽእሉ። ብተወሳኺ “Smart Chip” ስለዘለዎ፡ ስልኪኹም ምስ መልአት ባዕሉ ሓይሊ ብምቁራጽ ካብ ሙቐትን ካልእ ጉድኣትን ይከላኸል። ካብ 100-240V ስለዝሰርሕ ድማ ኣብ ዝኾነ ቦታን ሃገርን ንጥቀመሉ ምቹው እዩ።

Scroll to Top